ብ ኽልተ ቝንቃኣ ምጼሓፍ ናይ ቆልዕት, ትግርኛ – Korean (티그리냐어 – 한국어)

ሓደ ምጼሓፍ ምስ ስእሊ ብ ኽልተ ቝንቃኣ

ቲም ክድቅስ ኣይካኣለን። ንእሽቶይ ተኽላ ስለ ዝጠፋኣቶ። ኣብ ደገ ዶ ኾን ጠፊኢኣቶ፧ ለይቲ ምድሪ በይኑ ናብ ደገ ገጹ ወጺኡ፡ ዘይ ተፀበዮ ካልኦት ቆልዕት ኣዉኡ ፀኒሖሞ።

ፁቡቅ ድቃስ፣ ንእሽቶይ ተኹላ ሓንቲ ልባዊት ዝኾነት ናይ መደቀሲ ዛንታ መጻሓፍ ኢያ። ልዕሊ 50 ቝንቃኣታት ዝተቶርገመት መጸሓፍ ኢያ። እዚኣ መጻሓፍ እዚኣ ብ ዝተፈላለየ፣ ቝንቃኣታት ክት ረኽቡዋ ትኽእሉ ኢኹም።

팀은 잠이 오지 않습니다. 그의 작은 늑대가 사라졌거든요! 밖에서 잃어버린 걸까요? 팀은 한밤중에 혼자 밖으로 나갑니다. 그리고 뜻밖에도 몇몇 친구들을 만납니다.

잘 자, 꼬마 늑대야는 아이들이 잠들기 전에 읽어주기 좋은 따뜻한 이야기입니다. 50개 이상의 언어로 번역되었고 당신이 생각할 수 있는 거의 모든 언어로 다국어판이 가능합니다.



* for Sony Reader, Tolino, Kobo etc.


Looking for other languages? Take another chance on the Language Wizard!